ናይ ውሎዶታት ክፍተትን፡ መላግቦ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን

ቃልስታት ህዝቢ ኤርትራ እንተዋሓደን ብቐረባን ካብ ኣርባዓታት ጀሚርና ክንምልከቶ ከለና፡ ንነጻነቱን ሓርነቱን ዝገበሮ ቃልስታት ነዚ ናይ ሎሚ ዘለናዮ ኤርትራዊ ሃገርነትን መንነትን ዝሃነጸ እዩ ክባሃል ይካኣል። ኣብ ኣርባዓታት ዋላ እኳ ነጻ…

ተልእኾተፈጺሙ-እቲ ብወኪል ኤምባሲኤርትራ ኣብሳን-ድየጎ ዝተዓደመ አኸባ ፍጻመ፡ ካብ መልሲ ንላዕሊ ሕቶታት ኣልዒሉ።

ብአካል ካብ ዝተሳተፉ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ እቲ ብወኪል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ሳንድየጎ ዝተኣከበ ናይ ገንዘብ ምጉሕጓሕን፡ ግብሪ ምእካብን ካብ 12-13 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለወአ መደብ፡ ገለ ገምጋምና ከነካፍል…