ኢትዮጵያ ካርታ ኤርትራ ምቕያራን ንዳንካልያን ምጽንባራን ክህሉዎ ዝኽእል ዕላማታት
ርእሰ-ዓንቀጽ እንፈት መስከረም 12, 2025 መእተዊ ኣብዚ ቀረባ እዋን ደቡባዊ ጫፍ ኤርትራ ዝኾነ ዞባ ዳንካልያ፣ ካብ መሬት ኤርትራ ተቖሪጹ ምስ ኢትዮጵያ ከም ዝተኣሳሰር ዝገልጽ ስልታት ተዘጊሑሎ። በዚ ጠንቃም ካርታታት እዚ…
ኣንፈት፡ ኣብዚ ሓጋይ 2025፡ ታሪኻዊ ህሞት ንምምንዛዕ፡ ሓድነታዊ ሰሚናር ይጽውዕ።
ርእሰ-ዓንቀጽ ኣንፈት 18 ሰነ 1015 ኣብዚ ፈታኒ ግዜ ዘለናዮ፡ ኣብ ከባቢና እናገደደ ዝኸይድ ዘሎ ቅልውላዋትን፡ ምስ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ስግኣት ኲናትን፡ መሰረት ብምግባር፡ መጻኢ ዕድል ሃገርና ኣብ ከቢድ ሓደጋ…
ዓሰርተ ሓቅታት ብዛዕባ ኤርትራ፡ ብሕጋውን ፖለቲካውን ኣረኣእያ
ናይ መዓልቲ ነጻነት ፍሉይ ሕታም ኣንፈት-ምያዝያ 21, 20225 ኣብ መዓልቲ ናጽነት፡ እቲ እንኮ ብሓቂ ክንጽንበሎ ዝግበኦ #1 ሓቂ’ዩ- እቲ ብኽቱር ጻዕሪ ዝተረኽበ ልኡላውነት ሃገረ ኤርትራ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነቱ…
عشر حقائق عن إريتريا: منظور قانوني وسياسي
إصدار أسبوع الاستقلال من أنفيت – 21 مايو 20225 في يوم الاستقلال، لا شيء يستحق الاحتفال به حقًا سوى الحقيقة الأولى: سيادة إريتريا التي اكتسبتها بشق الأنفس. ناضل الشعب الإريتري…
The Eritrean Opposition and the Charter Question: A Call for Leadership and Responsibility ANFET EDITORIAL – May 11, 2025
The Eritrean political landscape remains deeply fractured. For three decades, the Eritrean government has evaded its constitutional responsibility, refusing to enact the 1997 Constitution, effectively depriving Eritreans of a legal…
ተልእኾተፈጺሙ-እቲ ብወኪል ኤምባሲኤርትራ ኣብሳን-ድየጎ ዝተዓደመ አኸባ ፍጻመ፡ ካብ መልሲ ንላዕሊ ሕቶታት ኣልዒሉ።
ብአካል ካብ ዝተሳተፉ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ እቲ ብወኪል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ሳንድየጎ ዝተኣከበ ናይ ገንዘብ ምጉሕጓሕን፡ ግብሪ ምእካብን ካብ 12-13 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለወአ መደብ፡ ገለ ገምጋምና…