
ግንቦት 24, 2025
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን መበል 34 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብስም ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ እንቋዕ ሓጎሰኩም እብል። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ነቲ ኤርትራዊ ታሪኽን ባህልን ዝድርኽ ዓሚቝ መንፈስ፡ ከምኡ’ውን ንቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላምን ብልጽግናን ንምስፋን ዘለና ሓባራዊ ተገዳስነት ነስተውዕል። ኣብ ዝቕጽሉ ዓመታት ምስ ህዝብን መንግስትን ሃገረ ኤርትራ ዘለና ርክብ ከጠናኽር ብሃንቀውታ ይጽበ። https://www.state.gov/releases/2025/05/eritrea-national-day/