ኣንፈት ንመንግስቲ ኤርትራ ንኣዋጅ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣፍልጦን ምላሽን ክህብ ብድሆታት የቕርብ
ኣንፈት ንመንግስቲ ኤርትራ ንኣዋጅ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብወግዒ ኣፍልጦ ሂቡ ኣባላቱን ደገፍቱን ብምውዳብ ነቲ ንናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ዝምልከት ጥርዓን ንምፍራም ምላሽ ክህብ ብድሆ የቕርብ።እቲ ጥርዓን ናጽነትን ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ…
أنفَت تتحدّى الحكومة الإريترية للاعتراف بإعلان القوى السياسية الإريترية (EPF) والرد عليه
تتحدّى أنفَت الحكومة الإريترية أن تعترف رسميًا بإعلان القوى السياسية الإريترية (EPF) وأن تستجيب له عبر حشد أعضائها ومؤيديها للتوقيع على العريضة من أجل استقلال وسيادة إريتريا: 🔗 الدفاع عن…
ANFET Challenges the Eritrean Government to Recognize and Respond to the EPF Declaration
ANFET challenges the Eritrean government to officially recognize and respond to the EPF Declaration by mobilizing its members and supporters to sign the petition for Eritrea’s independence and sovereignty: 🔗…
ምሕዝነታዊ መግለጺ ኣንፈት ኣብ መንግስትነት ሃገረ ፍልስጤም
ርእሰ ዓንቀጽ ኣንፈት ዕለት፡ መስከረም 23, 2025 ኣንፈት ኣብ ፍትሓዊ ቃልሲ ንመንግስትነትን፣ ክብርን፣ ርእሰ ውሳነን ህዝቢ ፍልስጤም ዘለዎ ዘይንቕነቕ ምሕዝነቱ ይገልጽ። ከም ኤርትራውያን ታሪኽና ምስ ውጹዓት ብጽንዓት ደው ክንብል…
ANFET Solidarity Statement on the Statehood of Palestine
ANFET-Editorial Date: September 23, 2025 ANFET EDITORIAL extends its unwavering solidarity to the people of Palestine in their just struggle for statehood, dignity, and self-determination. Our own history as…
بيان تضامن أنفيت بشأن دولة فلسطين هيئة تحرير أنفيت
التاريخ: 23 سبتمبر 2025 تعلن هيئة تحرير أنفيت تضامنها الثابت مع الشعب الفلسطيني في نضاله العادل من أجل الدولة والكرامة وتقرير المصير. إن تاريخنا نحن الإريتريين يُلزمنا بالوقوف بحزم إلى…
ሃገራዊ ሓድነትን ምክልኻል ልኡላውነትን- ብፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ዝወጸ ኣዋጅ
Petition · Defend Eritrea’s Independence, Sovereignty, and Territorial Integrity – United States · Change.org
ሃገራዊ ሓድነትን ምክልኻል ልኡላውነትን- ብፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ዝወጸ ኣዋጅ
መቕድም ንሕና ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ምስ-ካብ ነፍሲ ወከፍ ዞባን፡ ሕብረተሰብን፡ ፖለቲካዊ ድሕረ ባይታን ዝመጻና፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ዲያስፖራ እንነብር ህዝቢ ኩልና- ኣብ ምክልኻል ናጽነት ሃገርናን፡ ግዝኣታዊ ሓድነትን፡ ልኡላዊ…
The Eritrean Political Forces Declaration for National Unity and Defense of Sovereignty
Preamble We, the Eritrean Political Forces — along with the Eritrean people at home and in the diaspora, from every region, community, and political background — stand as one in…








































































