እንቋዕ ሓጎሰኩም እንቋዕ ሓጎሰና
እንቋዕ ሓጎሰኩም እንቋዕ ሓጎሰና ደስ ኢሉና ኣንታ`ወ ደስ ኢሉና: ናይ ስግረዶብ መስገደል ክንብጥስ ጀሚርና: ሲያትል ተመዝጊብኪ ኣብ ፍትሓዊ ቃልስና። በትሪ ሓቂ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን፡ ፍትሓዊ ቃልሲ ይነውሕ እምበር ኣይዕጸፍን፡ ኣብ…
ልኡላውነት ኤርትራ ግጉይ ርድኢት ኣይኮነን: መልሲ ንዳዊት ተፈሪ ኣብ ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ዝሃቦ ግምጥልሽ ትረኻ
ልኡላውነት ኤርትራ ግጉይ ርድኢት ኣይኮነን: መልሲ ንዳዊት ተፈሪ ኣብ ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ዝሃቦ ግምጥልሽ ትረኻ መወከሲ ቃለ መሕትት ፤ ርእሰ ዓንቀጽ ኣንፈት-11 ነሓሰ 2026 ዓ.ም ገለ ቃለ መሕትት ምድንጋር ዘቃልዕ ኣሎ፡…
ዳዊት ተፈሪ ቅድሚ ህርፋን ኢትዮጵያ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ምትብባዑ፡ ምስ ልኡላውነት ኤርትራ ደው ክብል ይግባእ!
ዳዊት ተፈሪ ቅድሚ ህርፋን ኢትዮጵያ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ምትብባዑ፡ ምስ ልኡላውነት ኤርትራ ደው ክብል ይግባእ! ርእሰ ዓንቀጽ ኣንፈት- 11 ነሓሰ 2026 ዓ.ም ቃለ መሕትት መወከሲ፡ https://www.youtube.com/watch?v=olLONrEURdA ፖለቲካዊ ዲስኩር ክትዕ ካብ…
መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት ንትረኻ ቀይሕ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከቆናጅዉ ከለዉ: ብሓዊ ምጽዋት’ዩ!
መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት ንትረኻ ቀይሕ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከቆናጅዉ ከለዉ: ብሓዊ ምጽዋት’ዩ! ኣንፈት ኣዳላዊ 9 ነሓሰ 2026 ዓ.ም ኣብ ህይወት ነፍሲ ወከፍ ህዝቢ እቲ ዕንቅፋት ክሳብ ምድንጋር ነብሱ ዘዕነወሉ ህሞት ይመጽእ…
ዳግመ ኣሰላልፋ ጸጥታን ሕገ መንግስታዊ ሕጋውነትን፡ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደገኛ መስቀላዊ መንገዲ
ዳግመ ኣሰላልፋ ጸጥታን ሕገ መንግስታዊ ሕጋውነትን፡ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደገኛ መስቀላዊ መንገዲ ርእሰ ዓንቀጽ ኣንፈት-ሓምለ 23, 2026 ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘመናዊ ፖለቲካዊ ታሪኻ ኣብ ሓደገኛ ህሞት ትርከብ። እቲ ኣብ 2018 ከም…
ጠቕላሊ ወታሃደራዊ ስታፍ ኢትዮጵያ ሽንፈቱ ኣሚኑ: ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ከኣ ንመሰጋገሪ መንግስቲ’ምበር ንውግእ ክኣትዉ የብሎምን
ጠቕላሊ ወታሃደራዊ ስታፍ ኢትዮጵያ ሽንፈቱ ኣሚኑ: ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ከኣ ንመሰጋገሪ መንግስቲ’ምበር ንውግእ ክኣትዉ የብሎምን ኣዳላዊ ኣንፈት – 7 ሓምለ 2026 እዚ ሎሚ ብሓላፊ ስታፍ ኢትዮጵያ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ዝተዛረቦ…
ሓጺር ምትእትታው ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፈር ኤርትራ
ሓጺር ምትእትታው ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፈር ኤርትራ ብዶክተር ቴድሮስ ኣማኑኤል፡ 6 ሓምለ 2026 ኣሕዋተይን ኣሓተይን ኣባላት ሃገራዊ ጉባኤ ዓፈር ኤርትራ፡ ከምኡ’ውን ክቡር ዓርከይ ፕረዚደንት ኣሕመድ ዩሱፍ መሓመድ፡ ሎሚ መደረ ከቕርበልኩም…
ትዕዝብተና ሳልሳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፋር፡ ሓቀኛ ጠንቂ፡ ግጉያት ኣማኸርቲ፡ ዘይቃዶ መፍትሒታት
ትዕዝብተና ሳልሳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፋር፡ ሓቀኛ ጠንቂ፡ ግጉያት ኣማኸርቲ፡ ዘይቃዶ መፍትሒታት ርእሰ ዓንቀጽ ኣንፈት-ጸብጻብ ብሃይለማርያም ተስፋይ፡ 5 ሓምለ 2026 ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት፡ ኣብ ኦታዋ ካናዳ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ጉባኤ…
ፈትሊ ሓርነት፡ ምስክርነት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ዓዲ ተሰኪመን
ፈትሊ ሓርነት፡ ምስክርነት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ዓዲ ተሰኪመን ኣንፈት ኣዳላዊ 28 ሰነ 2026 ዓ.ም ብዕለት 27 ሰነ 2026 ኣብ ኣዳራሽ ኣኼባ ማእከል ኣረጋውያን ኣብ ቺኖ ካሊፎርንያ፡ ሓያልን ኣዝዩ ኣድላዪን ድምጺ…













