ኤርትራ ሃገራዊ መዓልቲ-ጋዜጣዊ መግለጺ ማርኮ ሩቢዮ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ

ግንቦት 24, 2025

ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን መበል 34 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብስም ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ እንቋዕ ሓጎሰኩም እብል። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ነቲ ኤርትራዊ ታሪኽን ባህልን ዝድርኽ ዓሚቝ መንፈስ፡ ከምኡ’ውን ንቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላምን ብልጽግናን ንምስፋን ዘለና ሓባራዊ ተገዳስነት ነስተውዕል። ኣብ ዝቕጽሉ ዓመታት ምስ ህዝብን መንግስትን ሃገረ ኤርትራ ዘለና ርክብ ከጠናኽር ብሃንቀውታ ይጽበ። https://www.state.gov/releases/2025/05/eritrea-national-day/

 

  • Related Posts

    الحملة ضد هينوك تكلي: عندما تبدأ أصوات في المعارضة بترديد خطاب النظام

      الحملة ضد هينوك تكلي: عندما تبدأ أصوات في المعارضة بترديد خطاب النظام افتتاحية ANFET – 10 يونيو 2026 في النضال الإريتري العالمي من أجل العدالة، لم يبرز سوى عدد…

    ጎስጓስ ኣንጻር ጋዜጠኛ ሄኖክ ተኽለ፡ ድምጽታት ደምበ ተቓውሞ ንትረኻ ስርዓት ህግደፍ ከቃልሑ ምስ ጀመሩ!

    ጎስጓስ ኣንጻር ጋዜጠኛ ሄኖክ ተኽለ፡ ድምጽታት ደምበ ተቓውሞ ንትረኻ ስርዓት ህግደፍ ከቃልሑ ምስ ጀመሩ! ርእሰ-ዓንቀጽ ኣንፈት – 10 ሰነ 2026 ኣብ ዓለምለኻዊ ቃልሲ ኤርትራውያን ከም ጋዜጠኛን ኣክቲቪስትን ሄኖክ ተኽለ ንፍትሒ፡እውን…

    Leave a Reply

    Your email address will not be published. Required fields are marked *