ንቃልሲ ትኸፍሎ ዋጋን ናይ መትከል ጽንዓትን ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ምስ ተጋዳሊት ኣበባ ኣብርሃ፣ ክብሮም ብርሃነ ከምኡውን ኣርጋይ ገብረክርስቶስ ዝተዳለወ ዘተ Produced by Asseb Media
እንቋዕ ሓጎሰኩም እንቋዕ ሓጎሰና
እንቋዕ ሓጎሰኩም እንቋዕ ሓጎሰና ደስ ኢሉና ኣንታ`ወ ደስ ኢሉና: ናይ ስግረዶብ መስገደል ክንብጥስ ጀሚርና: ሲያትል ተመዝጊብኪ ኣብ ፍትሓዊ ቃልስና። በትሪ ሓቂ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን፡ ፍትሓዊ ቃልሲ ይነውሕ እምበር ኣይዕጸፍን፡ ኣብ…






