ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ሳልሳይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ዓፋር ብኣቶ ሃለማርያም ተስፋይ ዝተዋህበ መደረ
ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ሳልሳይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ዓፋር ብኣቶ ሃለማርያም ተስፋይ ዝተዋህበ መደረ ዝኸበርካ ኣቶ ኣሕመድ ዩሱፍ– ኣቦ መንበር ናይ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፈር ኤርትራ፡ ክቡራት ኣባላት ጉባኤ፡ ክቡራት ኣጋይሽ፡…
ተተፋናኒ ዲፕሎማሲ፡ ድሕሪ’ቲ ኤርትራ ኣብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝገበረቶ ለውጢ እንታይ ኣሎ?
ተተፋናኒ ዲፕሎማሲ፡ ድሕሪ’ቲ ኤርትራ ኣብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝገበረቶ ለውጢ እንታይ ኣሎ? 22 ሰነ 2026 ዓ.ም ደራሲ ሳብር ሩባጥ ኣብ”ቲ ብምልከታት ዝበዝሖ ትርኢት፡ ኣምባሳደር ኤርትራ ሶፍያ ተስፋማርያም፡ ቅድሚ ሒደት መዓልታት…
እቲ ናይ መወዳእታ ዝተረፈ መስመር ህይወት ሕቡራት ሃገራት፡ ስለምንታይ ኤርትራ ፍልይቲ ራፖርተር ክትስእን ዓቕሚ ዘይብላ
እቲ ናይ መወዳእታ ዝተረፈ መስመር ህይወት ሕቡራት ሃገራት፡ ስለምንታይ ኤርትራ ፍልይቲ ራፖርተር ክትስእን ዓቕሚ ዘይብላ ኣዳላዊ ኣንፈት – 23 ሰነ 2026 ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ፍልይቲ ራፖርተር ሕቡራት ሃገራት ኣብ…
ጎስጓስ ኣንጻር ጋዜጠኛ ሄኖክ ተኽለ፡ ድምጽታት ደምበ ተቓውሞ ንትረኻ ስርዓት ህግደፍ ከቃልሑ ምስ ጀመሩ!
ጎስጓስ ኣንጻር ጋዜጠኛ ሄኖክ ተኽለ፡ ድምጽታት ደምበ ተቓውሞ ንትረኻ ስርዓት ህግደፍ ከቃልሑ ምስ ጀመሩ! ርእሰ-ዓንቀጽ ኣንፈት – 10 ሰነ 2026 ኣብ ዓለምለኻዊ ቃልሲ ኤርትራውያን ከም ጋዜጠኛን ኣክቲቪስትን ሄኖክ ተኽለ ንፍትሒ፡እውን…
እቶም ንናጽነት ኤርትራ ኣብ ሕቶ ዘእትዉ ንሃገራዊ ቃልስና’ውን ኣብ ሓደጋ የእትውዎ ኣለዉ
እቶም ንናጽነት ኤርትራ ኣብ ሕቶ ዘእትዉ ንሃገራዊ ቃልስና’ውን ኣብ ሓደጋ የእትውዎ ኣለዉ ርእሰ-ዓንቀጽ ኣንፈት– ግንቦት 24, 2025 ሎሚ ዓመት ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን መዓልቲ ናጽነት ብሓድሽን ትርጉም ዘለዎን…
ኤርትራውያን ተቓለስቲ ንፍትሒ ንህግደፋዊ ስግረ-ዶባዊ ጭቆና ንምምካት ሓባራዊ ሓይሊ-ዕማም ኣቚሞም
ጋዜጣዊ መግለጺ 25 ሚያዚያ 2026 ኤርትራውያን ተቓለስቲ ንፍትሒ ንህግደፋዊ ስግረ-ዶባዊ ጭቆና ንምምካት ሓባራዊ ሓይሊ-ዕማም ኣቚሞም:: ኤርትራውያን ተቓልስቲ ንፍትሒ፡ ብወግዒ፡ ህግደፋዊ ስግረ-ዶባዊ ጸቕጢ ንምቅዋም ዝዕላምኡ፡ ሓይሊ-ዕማም ኣቚሞም። እዚ “ኤርትራዊ ሓይሊ-ዕማም መኸተ…
ኣኽብሮት ዘይብሉ ሽምግልናን ተኣምንነት ዘይብሉ ዲፕሎማስን ሓደ’ዩ!
ርእሰ-ዓንቀጽ ኣንፈት ሚያዝያ 4, 2026 ዓ.ም ሽምግልና ሓላፍነት እምበር፣ ትያትራዊ ምርኢት ኣይኮነን። ኣብ’ቲ ኣዝዩ ተሃዋሲ ግጭታት ኣፍሪቃ- እንተላይ ክርክር ፈለግ ኒል- ተኣማንነት ዝረክብ ብኣኽብሮትን፡ ዞባዊ ፍልጠትን ንጹር ተወፋይነትን ዘይሻራዊነትን እዩ።…
መግለጺ ርእሰ-ዓንቀጽ ኣንፈት መርገጺ ኣንፈት ኣብ ግጭት ሱዳንን ዞባዊ ኣሰላልፋታትን ምንጻር
31 መጋቢት 2026 ዓ.ም ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝተዋህበ ርእይቶታት፡ ነዚ “ዳግመ ኣሰላልፋ ኢራንን ሱዳንን፡ ዝቕየር ስርዓት ቀይሕ ባሕርን ኣብ ደሞክራስያዊ ቃልሲ ኤርትራ ዘለዎ ጽልዋን” ብዝብል ኣርእስቲ- ኣብዚ ሓበሬታ ጽሑፍ ኣብ ሱዳን…
ዳግመ ኣቀማምጣ ኢራንን ሱዳንን፡ ሓድሽ ስርዓት ኣብ ቀይሕ ባሕርን ኣብ ዲሞክራስያዊ ቃልሲ ኤርትራ ዘለዎ ጽልዋን።
ኣዳላዊ – ኣንፈት — መጋቢት 15, 2026 መበል 62 ዓመት ዓወት ውግእ ተጎሮባ — 15 መጋቢት 1964 ዳግመ ኣቀማምጣ ኢራንን ሱዳንን፡ ሓድሽ ስርዓት ኣብ ቀይሕ ባሕርን ኣብ ዲሞክራስያዊ ቃልሲ ኤርትራ…
መልእኽቲ ኣንፈት ኣብ ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ
ኣንፈት 8 መጋቢት 2026 ምኽባር ትብዓትን ጥበብን መሪሕነትን ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብዚ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ኣንፈት ኣብ ኩሉ ቦታታት – ኣብ ውሽጢ ሃገር፡ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ…















